ኤጄንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከለዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንድስትሪ ክልል ንሰራሕተኛታት ግልጋሎት ሰርቪስ ዝዉዕላ ተሽከርከርቲ አወዳዲሩ ዉዕሊ ብምእሳር ክካረይ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ንዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 29, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 2, 2013 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይ
ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮና ግልጋሎት ንዝርከቡ ሰራሕተኛታት ሰርቪስ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ክራይ መካይን ስለዝደለና በዚ ዘርፊ ዝተሰማረኩም ንምዉድዳር ድሌት ዘለኩም ንክትወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 27, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 29, 2013 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይ
ኣብ ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ፅሕፈት ቤት ፕሮጀክት ኦፊስ መዘጋጃ ከተማ መቐለ ናይ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 27, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 29, 2013 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይ
ማእኸል ምርምር ሜካናይዜሽን ሕርሻን ኢነርጅን ገፀርን ኣብ 2012ዓ/ም ብዝተፈቀደሉ ብናይ መደበዓ በጀት መሰረት ናይ መኪና ክራይ ሰርቪስ ታክስ 12ተ ሰብ ትሕዝ ብፕሮፎርማ ክካረ ስለ ዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 27, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 29, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይ
ኣብ ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 19, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 21, 2013 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎት
ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናነስን ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓ/ም ዝለምዕ ግሪነሪ መስተይ ግልጋሎት ዝዉዕል ማይ ቦጥ ብግልፂ ጨረታ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 19, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 2, 2013 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይ
የ መከላከያ ኮንስትራክሽን ኢንተርፕራይዝ ኣዲሹሑ ደላ ሳምረ መንገድ ስራ ፕሮጀክት/18-03R/ ለሰራቶኞች ሰርቪስ ኣገልግሎት የሚሰጥ ባስ እና 5L ሚኒባስ ስለ ፈለግን በድጋሜ ተጫራቾችን በግልፅ ጨረታ ማወዳደር ይፈልጋል / ሰርቪስ ቫስ ቅጥቅጥ ኣዉቶብስየመኪናዉ ስሪት 2006 ከዛ በላይ 25 ሰዉ ብዛት 02፣ ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 16, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 22, 2013 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይ
ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንሰራሕተኛታት ግልጋሎት ሰርቪስ ዝህባ 4 12 ሰብ ዝሕዛ ሚኒባስ መኪና ክራይ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 14, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 4, 2013 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይ
መቐለ ኢንድስትሪ ፓርክ ለቢሮ ስራ የሚገለገልበት በሚከተለዉ ሰንጠረዥ የተዘረዘሩት መስፈርቶች የሚያማላ ኣንድ ኣራት ሰዉ የመጫን ኣቅም ያለዉ ዳብል ካቢን ፒክ ኣፕ መኪና መከራየት ይፈልጋል ስለሆነም የሚከተሉት መስፈርቶች የምታማሉ እንድትወዳደሩ ይጋብዛልዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 14, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 15, 2013 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይ
ቤት ማዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሰሜን ንጠቅላላ ግልጋሎት ቤት መዘጋጃ ክ/ከ/ሰሜን ዝዉዕል መኪና ክራይ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 9, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 12, 2013 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይ