ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅሕፈት ፀጥታ ምም/ር ክ/ከ/ቀ/ወያነ ናይ መጓዓዝያ ግልጋሎት መኪና ክራይ ክረክብ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 9, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 10, 2012 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ኤጄንሲ ኤስታቲክስ ክልል ትግራይ ን 2012 በጀት ዓመት ኣብ ኩለን ወረዳታትን ከተማታትን ክሳብ ጣብያ ኣብ ክልልና ዘለዋ በዝሒ ልምዓት ጉጅለ ምንቅስቃስ እስትሪንግ ኮሚቴ ናይ ምድጋፍ ስራሕ ንምክያድ መኪና ክራይ ግልጋሎትን ፣ ኣቅሑት መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 9, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 23, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ድርጅታችን መከላከያ ኮንስትራክሽን ኢንተርፕራይዝ ኣዲሹሑ ደላ ሳምረ መንገድ ስራ ታ ፕሮጀክት/18-03/ ለሰራቶኞች ሰርቪስ ኣገልግሎት የሚሰጥ ባስ እና ሚኒባስ ስለ ፈለግን በድጋሜ ተጫራቾችን በግልፅ ጨረታ ማወዳደር ይፈልጋል ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 8, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 14, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ትካልና ኢዛና ማዕድን ልምዓት ኩባኒያ ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ምዕራባዊ ኣስገደ ፅምብላ ኣብ ከባቢ ሚሌ ንዝሃፆ ሜሊ ወርቂ ማዕድን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ማሽነሪታት ብግልፂ ጨረታ ቀፅሪMGP/047/2020 ዕለት 12/03/2020 ዓም ኣፈ ኣወዳዲሩ 6ተ ወርሒ ክካረ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 8, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 22, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይማሽነሪ ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ክራይ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 4, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 7, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሚኒባስ መኪና ክራይ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክካረ ስለዝደለና ክትወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 4, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 8, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ኮርፕሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳትሪ ትግራይ ካብ ኣፍሪካ ልምዓት ባንኪ ብዝተረኸበ በጀት ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘረ ናይ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 1, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 3, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ትካልና ደጀና ኬምካል ኢንጂነሪንግ ሓ/ዝተ/ው/ማሕበር ናብ እንዳባሻለማ ዝርከብ ፕሮጀክት ሳይትና ንዝተተኸሉ ታክልታት ማይ እተስቲ መኪና ( water truck) ክራይ ስለዝደለየ ብቕዓት ዘለዎ መኪና ዘለኩም ተጫረቲን ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቀኒታት እተማልኡ ክትሳተፉ ፕሮጀክትና ይዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 20, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 24, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
... ፣ ሎዶር፣ ማይ ቦጢ ክካረይ ስለ ዝደሊ በቲ ናይ ኩባንያ ናይ ክራይ ዋጋ መሰረት ንክካርይ ፍቃደኛ ዝኮነ መካረያይ ኣካል ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 20, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መዕፀዊ ሰዓትን ዕለትን - ኣይተገለፀን ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይማሽነሪ ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ኢንስትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ብ/ክ/መ/ትግራይ ን 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ንፊልድ ዑደት ናብ ዝተፈላለዩ ዞባታት ምዕራብ ፣ ደደቢት ፣ ወልቃይት ፣ ስካር ፋብሪካ ፣ ዝዉዕል መኪና ንምክራይ ስለዝደሊ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 16, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 17, 2012 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን