ኮምሽን ፖሊስ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 19, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 3, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ኣገልግሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 18, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 1, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ካብ መደበኛ በጀት ን2007 ዓ/ም ካብ ዝተመደበልና በጀት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት : ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቑሑትን ናይ ሕትመት ስራሕትን ኣወዳድሩ ክዕድግ / ከሕትም ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 3, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 17, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ንማእኸልና ግልጋሎት ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 2, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 15, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ምህንድስና ኣቁሑትናይ ቢሮ ፈርኒቸርላብራቶሪይን መሳሪሒታተናይ ሕትመት ስራሕቲ
ን2008 ዓ/ም ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ሮቋሓ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 29, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 12, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናዉቲ ሕተመት ፣ግልጋሎት ቅዳሕ ማለት እዉን ፎቶ ኮፒ ፣ተዛመድቲ አቁሑት ኮምፒተርን ኤለክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ንክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 26, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 12, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ሕትመት ስራሕቲናይ ሕትመት ኣቁሑትን
ቤት ፅሕፈትና ን 2008 ዓ ∙ም በጀት ዓመት ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ኣብያተ ዕዮ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ ፣ ኣቁሑት ኤለክትሮኒክስ ፣ኣቁሑት ቢሮ ወይንከዓ ኦፊስ ፈርኒቸር ፣ ኣቁሑት ፅሬት ፣ግልጋሎተ ኦፊስ ኣዉቶሜሽን ፣ግልጋሎት ፀገና ቀለለቲ መካየን ሞተር ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ስለዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ ረቀሕታት ተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 22, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 2, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ታሕታይ ኣድያቦጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርፅገና ተሽከርካሪናይ ሕትመት ስራሕቲ
ኣግበ ቴክኒክን ሞያን መሰልጠኒ ማእከል ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ብኮንስትራክሽን ሞያ መደበን ሓፂርን ስልጠና እነስልጥኖም ሰልጠንቲ ዝተመደበሎም በጀት መሰረት ብምግባር ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ፅሬት መሳርሒ :ናይ ማይ ኣቁሑት : ናይ ኤሌክትሪክ :ናይ ኮንስትራክሽን : ናይ ብሎኬት : ናይ ኮብልስቶን :ፈርንቸርን ሕትመትን ክገዝእ ስለ ዝደለየ ንክትወዳደሩ ብግልፂ ጨረታ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 15, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 5, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣግበጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬት ኣቁሑት : ህንፃ መሳርሒ : ናይ መኪና መለወዋጢ : ናይ ኮምፒተራት :ፕሪንተራት: ፎቶ ኮፒ ማሽን : ፋክስን : ላፕቶፕን ፅገና : ናይ ተሽከርከርቲ/ መኪና ፅገና ጋራዥ / : ፅሕፈት መሳርሒ : ኮምፒተራት ፕሪንተራት : ስሚንቶ ናብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ጣብያታት ምጎዕዓዝን : ሕትመት : ምርጥ እቶን ምፍራይ ሞድል : ናይ ፕሪንተራት : ፎቶ ኮፕን : ፋክስን ቀለም ምምላእ ግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ : ከሕትም : ከስርሕ : ከጎዓዕዝ ስለዝደሊ ብዘርፉ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 13, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 25, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ካብ በጀት ዓመት 2008 ዓ ም ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቁሑት ፅሬት ፣ስራሕቲ ሕትመት ፣መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና፣ አቁሑተ ኤለክትሮኒክስን ፣መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ ረቁሕታት ተማልኡ መቅረብቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 12, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 20, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣስገለ ፅምብላጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ