ሆስፒታል ቅድስተ ማርያም አክሱም ንቲ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረት ንምዕዳግ ካብ 4 ለካቲት ክሳብ 6 ለካቲት 2008 ዓም ዝተጋወሐ ምንባሩ ዝፍለጥ ዩ ሕዚ ግን መዕፀዉን መክፈትን ጨረታ 18 ለካቲት 2008 ዓም ተሪፉ ን 24 ለካቲት 2008 ዓም ሰዓት 3፡45 ዝተናወሐ ምካኑ ንሕብርዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 19, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 24, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣክሱምጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንኬሚካልን ሪኤጀንትናይ መድሓኒት ምህርቲናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ብምድብ መቂሉ ብብረኪ ክልል ብግልፂ አወዳዲሩ ጨረታ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 3, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 18, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ዋጅራት ንዝተፈላለያ ቤት ፅሕፈታት ናይ መደበኛ በጀት 2008 ዓም መሳርሒ ፅሕፈት ፣ማሽናት ወይከዓ ኮምፒተርን ፕሪንተርን፣ አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ፣ንሕትመትን፣ኣናእሽተይ አቁሑትን ካልኦት አቁሑትን አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 3, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 17, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሕንጣሎ ዋጅራትጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ዞባ ደቡብ ምብራቅ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ህትመትን ብጨረታ ክዕድግ ክህትምን ስለዝደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 1, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 15, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቢሮ ትልሚን ፋይናንስን ኣብ 2008 በጀት ዓመት ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ሕትመት መፅሓፍ GTP2 ክልልና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሕትም ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 28, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 10, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ኣለማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታልንግልጋሎ ሆስፒታል ዝዉዕሉ ሕትመት :ኤሌክትሮኒክስ : ኣቁሑ ኤሌትሪክ : ናዉቲ ቤት ፅሕፈት : መሳርሒ ፅሕፈት፡ መሳርሒ ፅሬት ፡ኣልባሳት ካብ ሕጋዊ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ጥሪ 22, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 7, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣላማጣጨረታ መደብ:ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ፅሬት ክገዝእ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 18, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 2, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ንወረዳና ሕ/ገ/ልምዓትን ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 18, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 3, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ክልተ ኣዉላዕሎጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ ናይ ፓድ ሕተመት ስራሕቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 17, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 1, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ መፅሄት ትግርኛ ክሕትም ስለዝደለየ በዚ ስራሕ እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 16, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 30, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ