ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንከይዲ ስራሕ ልምዓት ትልሚ ሞያን ፍቃድን ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ሕትመታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከሕትምን ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 14, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 30, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ስራሕቲ ሕትመት ፣መሳርሒ ፅሕፈት ፣ኣቁሑት ፅሬት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንተወዳደርቲ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 12, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 26, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ መፅሄት ትግርኛ ክሕትም ስለዝደለየ በዚ ስራሕ እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 29, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 12, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ካብ ስሩዕ በጀት ን 2008 ዓ∙ ም በጀት ዓመት ንቲ ወረድኡ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ስፖርት ዕጥቂ ፣ዘርኢ ኣግራባት፣ ናዉቲ ቤተ ፈተነ ፣ኬሚካላትን፣ ስራሕቲ ሕትመትን፣ ፈርኒቸርን አወዳዲሩ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ዝለዝደሊ እዞም ዝስዕቡ ረቋሕታት ተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 22, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 5, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ: ፀገዴጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻናይ ቢሮ ፈርኒቸርኬሚካልን ሪኤጀንትላብራቶሪይን መሳሪሒታተናይ ሕትመት ስራሕቲ
ኩሓ ሆስፒታል ምልክታ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከሕትም ስለዝደለየ ዝምልክተኩም ናይ ሕተመት ስራሕ መቐረብቲ ትካላት ናይ ዋጋ መቐረቢኹምዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 9, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 18, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኩሓጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ካሕሳይ አበራ ሆስፒታል ሑመራ ካብ በጀት ዓመት 2008 ናይ ቀዳማይ ዙር ዕድጊት ንሆስፒታልና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ፅሬት ኣቁሑት፣ ደንቢ ክዳንን፣ ኣቁሑት ኤለክትሪክ ፣ ኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅርቦት ምግቢ፣ መቀያየሪ ኣቁሑት ማይ ፣መሳርሒ ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝኾንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 9, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 20, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሐመራጨረታ መደብ:ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኣቅርቦት ምግቢ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲናይ ሕትመት ኣቁሑትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋኢ ልምዓት ወ/ቆ /ተምቤን አብ ዘበነ 2008 ዓ/ም ናይ ዝተፈላለዩ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 5, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 18, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ቆላ ተምቤን ጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ጥምረት ኤች ኣይ ቪ ፖዘቲቭሰ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ትግራይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕልን ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ታሕሳስ 3, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 21, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፀሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንቤት ፅሕፈት ወረዳ እንደርታን ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈትን ግልጋሎት ዝዉዕል ጋብዮን ፣ሕትመት፣ ፈርኒቸር ፣ናይ ላባራቶሪ ኬሚካልን ኢኩፕመንትን ፣ከምኡዉን ኣይሲቲ ፣ዝርገሐ ማይ ከብ ሕጫጭ ናብ ቁሸት ሕርሻ ብናይ ማይ ስራሕቲ ዋተር ኮንስትራክሽን ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም ተጫረቲ ደረጃ 6 ን ልዕሊኡን ብግልፂ ጨረታ ከወዳድር ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 27, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 7, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:እንደርታጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንስራሕቲ ማይናይ ቢሮ ፈርኒቸርኬሚካልን ሪኤጀንትላብራቶሪይን መሳሪሒታተናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ምኽሪ ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ብርክት ዝበለ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት : ኮምፒተር ወረቀት 80 ግራም : ዝተፈላለዩ ጎማ ምስ ከላማደሪያ : ሕትመት ኣዋጅን ደንብን ካብ ሕጋዉያን መቕረብቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ካብዚ ብታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት እተመልኡ ንክትጫረቱ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 15, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 30, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ