/ደደቢትትፈልም/ ናይሕተመት ስራሕ ደፈተራት ካርዲን ፓድን ኣጫሪቱ ንከስርሕ ስለዝደለየ ክትጫረቱ ትደልዩዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጳጉሜን 4, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 3, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስነ ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ 1ይ ፍርቂ ዓመት ዝተላለዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈትን ፅሬትን መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ ናይ ቢሮ ኣቀሑት ናይ ሞተር ሳይክልን ናይሰርቪስ መኪናንመለዋወጢ ኣቁሑት ዝተፈላለዩ ሕትመታት ዝተፈላለዩ ዓይነት መፃሕፍቲ ናይ ህንፃ መሳርሒን ናይ ስፖርት ዕጥቂን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእን ከስርሕን ስለዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋዉያዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 27, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 8, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣሕፈሮም ጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
1 ንህወሓት ቤ ፅሕፈት ዘገልግሉ ዝተፈላለዩ ናይ ኢሌክትሮኒክስ ኣቁሑ ኣብ ሕትመታት ዝስራሕ ከም ፖስተር: ባነር ወዘተ: ናይ ኢሌክትሪክ ኣቐሑ :ናይ ህንፃን ኮንስተራክሽን መሳርሒ : ናይ ሓፂን መፂን ኣቑሑን ክንገዝእ ስለዝደለና ነዙይ ክተቅርቡ እትክእሉ ተጫረቲ በዚ ዝስዕብ ዝርዝር ረቋሒ መሰረት ክትጫረቱ ከምትኽእሉ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 21, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 27, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ሕትመት ስራሕቲ
ኣብ ኮሚሽንፖሊስ ክልልትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረታት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 26, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 4, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ሕትመት ስራሕቲናይ ሕትመት ኣቁሑትን
ቢሮትልሚንፋይናንስን ናይ ዝተፈላለዩ ሕትመታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሕትም ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 21, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 1, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቢሮልምዓትከተማንንግድንኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ኣብ 2007 ዓ/ም በጀትዓመት ንመዓልቲ ሓርበኛታት ከተማታት ትግራይ ቲሸርት ምስ ቆቢዑ በዝሒ 1500 ብግልፂ ጨረታኣወዳዲሩክዕድግ ይደሊ :: ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 18, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 28, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቢሮ ፍትሒ ክልልትግራይ ኣብ 2007 ዓ/ም በጀትዓመት 5ይዙር ዕዳጋ ዝተፈላለዩ ንብረት ብምድብ መቒሉ ማለት እዉንዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 14, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 27, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ሕትመት ስራሕቲ
ጨረታ ምልክታ ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሕትመትን ፈርኒቸርን ን 2007 በጀት ዓመት ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም:: ስለዚ እዚ ዝስዕብ ሮቋሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም 1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ: ቲን /TIN/ መቅረባይ ሰርቲፊኬት: VAT ተመዝገብቲ ን ቫት ዲክልረሽንንዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 8, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 21, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ መቐለ ንኣብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተርስፔር : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ሕተመት : ፅሬት ኣቀሑት : ፈርኒቸር ናይ መኪና ጎማ: ኤሌክትሮኒክስ ናይ ክልልን ፌደራልን ባንዴራን : ናይ ስፖርት መሳረሒን ኩማ ግሪነሪ ቑ/ 02 ናይ ከተማ ኣብቶብስ መዕረፍን መበገሲን ታፔላን ን 2007 በጀት ዓመት ግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 30, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 14, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ሕትመት ስራሕቲ