ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ብርክት ኣዋጃት ንምሕታም ካብ ሕጋዉያን መቕረብቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሕትም ስለዝደለየ ካብዚ ብታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት እተመልኡ ንክትጫረቱ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 1, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 15, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ኣብ ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል መፅሄትን ዝተፈላለዩ ፎርማታት አጫሪቱ ክሕትም ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 29, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 12, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትንናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ናዕዴር ዓዴት ኣብቲ ወረዳ ንዝርከባ ዝተፈላለያ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል አቁሑት መሳርሒ ፅሕፈት ፡አቁሑት ኤለከትሮኒክስ ፡ናይ ሕትመት ስራሕቲ፡ ናይ ንህቢ መሳርሒ አቁሑት ንምዕዳግን ንቤት ፅሕፈት ማይ ሃፍቲ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ንዝስርሑ ናይ ዳይቨርሽን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ስለዝደለዩ ነዞም ዝተገለፁ ዓየነት ዕድጊት ስራሕን ንናይባዕሎም ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም መቅረብቲን ኣናሽቲ ንግዲ ትካላትን ከምዝስዕብ ዝተዘርዘሩ መዐቀንታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 28, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 8, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ናዕዴር ዓዴት ጨረታ መደብ:ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻስራሕቲ ማይኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዱስትርን ጨንፈት መኮኒ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረት ብጨረታ ኣጫሪትና ክንገዝእን ክነሕትም ስለ ዝደለና ካብ ዕለት 24 /06 /2008 ዓም ክሳብ 05 /07 /2008 ዓም ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 25, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 5, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መኮኒጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ሆስፒታል ማያኒ ሽራሮ ንዝተፈላለዩ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊ ናይ ኤለክትሮኒክስ ፣ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት ፣ኤለክትሪክ፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኮምፒተር አክሰሰሪ፣ ሕትመት፣ ናይ ሰብ መድሓኒትን ፣ናዉቲ ሕክምናን ፣ናዉቲ ፅሬት ፣ጨርቃ ጨርቅን ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ኣብዚ ጨረታ ንክትሳተፉ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 22, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 5, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽራሮጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ መድሓኒት ምህርቲናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ስራሕቲ ሕትመት፡ ናይ መኪና ጎማን ፡ባትርን ፡ናይ መኪና ስፔር ፓርት ፡ስራሕቲ ሓፂነ መስኮት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንተወዳደርቲ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 19, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 6, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ሕትመት ስራሕቲ
ኤጀንሲ መዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል አቁሑት ቢሮን ገዛን መላት ዉን ፈርኒቸር :ስፔር ፓርት : ኮምፒተር ላፕቶፕ ፋክስ ማሽን :ህንፃ መሳርሒ ክዕድግን ከሕትምን ስለዝደለየ ግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 16, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 30, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ኩሓ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ፈርኒቸር፣ኤለከትሮኒክስ፣መሳርሒ ፅሕፈትን፣ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ነዚ ዝስዕብ ሮቋሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 14, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 24, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኩሓጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳ መኾኒ ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሕታት ፅሕፈት፣ ኤለክትሮኒክስ፣ ሕትመት፣ አቁሑት ፅሬት ፣መለዋወጢ አቁሑ ሞተር ሳይክል ፣ቀወምቲ አቁሑትን ፣ኣቁሑ ኣብያተ ዕዮን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ዝተመደበሉ መደበኛ በጀት ክገዝእ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 10, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 28, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:https://tenders.milkta.com/ti/tenders/location/ጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ አስገለ ፅምብላ ካብ በጀት ዓመት 2008 ዓ ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ፅሬት፣ ስራሕቲ ሕትመት፣ መለዋወጢ አቁሑት መኪና ፣መሳርሒ ህንፃ ፣ኤለክትሮኒክሰ ፣ ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕን ስለዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ ረቋሕታት ተማልኡ ተጫረቲ ቀሪብኩም ንክትወዳደሩ ይዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 7, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 15, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣስገለ ፅምብላጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ሕትመት ስራሕቲ