ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናዉቲ ሕተመት ፣ግልጋሎት ቅዳሕ ማለት እዉን ፎቶ ኮፒ ፣ተዛመድቲ አቁሑት ኮምፒተርን ኤለክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ንክትወዳደሩ ይዕድም

 ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናዉቲ ሕተመት  ፣ግልጋሎት  ቅዳሕ ማለት እዉን ፎቶ ኮፒ ፣ተዛመድቲ አቁሑት  ኮምፒተርን ኤለክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ  ክዕድግ ስለዝደለየ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ተጫረቲ ክተማልእዎም ዝግብኡ ረቋሕታት

  1. ናይዚ ዘበን ግብሪ መንግስቲ ዝከፈልኩምን  ፍቃድ ንግዲ ዘሐደስኩምን
  2. መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዝከፈልኩምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ
  3. ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ  ምዝጉባትን  ሒሳብ ዝከፈልኩምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ
  4. ብመቅረባይነት  ዝተመዝገብኩምን  መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉን
  5. መክበሪ ጨረታ  ናይ ስራሕቲ ሕትመት 15 ,000 ቅርሺ ብሲፒኦ ክተትሕዙ እትክእሉ
  6. ንግልጋሎት ቅዳሕ ወይድማ ፎቶኮፒ ፣ተዛመድቲ ኣቁሑት ኮምፒተርን ኤለክትሮኒክስን 3,000 ቅርሺብሲፒኦ ክተትሕዙ እትክእሉ
  7. ሰነድ ጨረታ ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ሓደ ዋንኡ ሓደ ቅድሑነቲ ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ  ኣብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ክፍሊ ቁፅሪ 3  ኣብ ስራሕ ሰዓት  ምእታዉ ትክእሉ
  8. እቲ ጨረታ  ካብ 16 መስከረም 2008 ዓ ም ጀሚሩ ን 15 መዓልቲ ኣብ ኣየር  ዝፀንሕ  እንትከዉን  12 ጥቅምቲ 2008 ዓ ም ሰዓት 3 ፡30  ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 4 ፡00 ቅድሚ ቀትሪ ይክፈት
  9. ሰዓራይ  ተጫራቲ  በቲ ዝተዉሃቦ ረቋሒ መሰረት ዘቅርብን  መወዳደሪ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሓዊሱ ከቅርብ  ይግበእ ኣብ መወዳደሪ ዋጋ  ተወሳኪ እሴት ከይሓወሰ  ዘቅርብ ተጫራታይ ተወሳኪ እሴት ታክስ  ከምዝሓወሰሉ ይዉሰድ
  10. ተጫራታይ  ብረቋሒ መሰረት ጥራሕ ከቅርብ ዝክእል ኮይኑ ሰዓራይ ትካል  ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ናብ ቢሮ  ሓለዋ ጥዕና  ትግራይ  ኣታዊ ይገብር
  11. ሰዓራይ ዉዕሊ ካብ ዝኣሰረሉ ግዘ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ  ኣታዊ ይገብርን  ዉሕስና ዘድልዮም ኣቁሑት  ድማ ዉሕስና ከቅርብ ዝክእልን ኮይኑ ንስራሕቲ ሕትመት ኣብ 45 መዓልቲ ሰሪሑ ከቅርብ  ዝክእል
  12. ነዚ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ሰነድ ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ክፍሊ ቁፅሪ 3 ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእል
  13. እቲ ቢሮ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
  14. ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ  0344400451 ወይንከዓ   0348409782 ደዊልከካ ምሕታት ይከኣል።
ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s