ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ማይጨው ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎ ናይ ማይ ብረትን ፕላስቲክን መገጣጠሚታትን ናይ ማይ ቆፀርቲ፣ ናይ ቴክኒክ ኣቑሑት፣ ናይ ዕ/ት መሳረሒ፣ ናይ ፅሬትን ናይ ኤሌትሪክን ናይ ማይ ኬሚካል ክሎሪን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ። ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 21, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 5, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኬሚካልን ሪኤጀንትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
መባእታዊ ሆስፒታል 11 ለካቲት ንበጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ግልጋሎት ዝውዕል ንመ/ሆ. 11 ለካቲት ናይ ኦክስጅን ጋዝ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተዳለዉ ግልፂ ጨረታ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 30, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 21, 2017 03:03 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኬሚካልን ሪኤጀንትናይ መድሓኒት ምህርቲ
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕክምና መድሓኒት ናይ ሕክምና ናዉትን ናይ ስነ-ልቦና ናዉትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 4, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 11, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትላብራቶሪይን መሳሪሒታተናይ መድሓኒት ምህርቲ
ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ መሳርሒ ኣቅሑትን ላብራቶሮ : መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት : ጎማ ኮስተር መኪና :ብሎኬትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 20, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 4, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናላብራቶሪይን መሳሪሒታተናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ፊሊተር ካትሪሌጅ 5 ማይክሮ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 12, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 3, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪናላብራቶሪይን መሳሪሒታተቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ነዞም ዝስዕቡ ናይ ማይ መሐከሚ ኪኒና ( Aqua tab ) ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 8, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 21, 2017 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኬሚካልን ሪኤጀንት
ኮሌጅ ጥዕና ኣርኣያ ካሕሱ ናይ 2017 ዓም ፅሕፈት መሳርሒ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን : ኣፋዉስን ናዉቲ ህክምንን ብምልክታ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 25, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 8, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣክሱምጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንላብራቶሪይን መሳሪሒታተናይ መድሓኒት ምህርቲናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
መባእታዊ ሆስፒታል 11 ለካቲት ን2017 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መዲካል ኢኮዩፕመንት ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 18, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 3, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ላብራቶሪይን መሳሪሒታተጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ፋብሪካ መድሓኒት ኣዲስ ማሕበት ከምኒ ኣንጭዋን ካልኦት እንስሳት ዝጠፍእሉ ግልጋሎት ምሃብ በቲ ዝቀረበ መሰረት ካብ ዝምለከቶ ሕጋዊ መቅረብቲ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 28, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 3, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:ፀረ ባልዕን ነፍሳትንናይ መድሓኒት ምህርቲናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትንጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት
ንማይጨው ሕርሻ ኮለጅ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ መኪና ስፔር፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ፣ ናይ ሕክምና ናዉንትን መድሓንትን፣ ናይ ኣሕምልቲ ዘርኢን ፀረ-ባልዕን ብግልፂ ጨረታ ፣ ናይ ኤሌትሪክ ኣቁሑት፣ ናይ ማይ ኣቁሑት፣ ናይ ፅሬት ኣቁሑትን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 16, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 30, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናፀረ ባልዕን ነፍሳትንናይ መድሓኒት ምህርቲናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን