ኮሌጅ ጥዕና ኣርኣያ ካሕሱ ናይ 2017 ዓም ፅሕፈት መሳርሒ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን : ኣፋዉስን ናዉቲ ህክምንን ብምልክታ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ሕጋዊ ነጋዶ ዝኮኑ ናይ ዘመን 2017 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቅዳሕ ዘቅርብ

2 ናይ ግበሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ዘለዎም ቅዳሕ ዘቅርብ

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮኑን ወርሓዊ ድክልሬሽን ክሳብ ናይ ወርሒ ጥሪ 2017 ዓም ፀብፃብ ዝገብረሉ ቅዳሕ ዘቅርብ

4 ናይ መቅረይነት ምስክር ወረቀት ዝተሐደሰ ዘለዎን ቅዳሕ ዘቅርብ

5 መከበሪ ጨረታ ንኤሌክትሮኒክስን 10000 : ንፅሕፈት መሳርሒን 3000  :ንኣፋዉስን ናዉቲ ህክምናን  3000 ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል : 

6 ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረታት ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ ናብ ኮሌጅና የቅርቡ

7 ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ክህለዎ የብሉን

8 ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ 24/7/2017 ዓም ክሳብ 8/8/2017 ዓም ሰዓት 3:00 ኣብ ኣርያ ካሕሱ ጥዕና ኮሌጅ ኣክሱም ደብሪ ሐደ ከይዲ ሰራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ዘይምለስ 50 ብር እናከፈሉ ክወስዱ ይክእሉ

9 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 8/8/2017 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፀዩ ዝክፈተሉ ዕለት ድማ 8/8/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት

10 ምስቲ ሰነድ ጨረታ ተኣሳሲሩ ንዝዋሃብ መመርሒ ተጫረቲ ሙሉእ ብሙሉእ ተግባራዊ ክገብሩ ዝክእሉ

11 ኣብቲ ጨረታ ሰነድ ክስብ 20 ሚእታዊ ምውሳክን ምቅናስን ከምዝህልዉ ክነረጋግፅ ንፈቱ

12 ጫረታና ሕጋዊያን ነጋዶ ወይ ወኪላቶም ብዘይምቅራቦም ናይ ጨረታ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን

14 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ  0914189509   0347752538

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s