ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንኣብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕሉ 16kWጀነሬተራት ፣ ዋና ዘየብሎም ኣኽላባት ንምዉጋድ ፣ ናይ እግረኛ መቓረፂ ዜብራ ንምቅባእ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 27, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 11, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናነስን ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ንኣካዳሚና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ክሽነ ኣቅሑትን ዳቦ ማሽንን ፣ፍራሽ፣ናይ ሕክምና መሳርሒ ኣቅሑት፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ከስርሕን ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 27, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 10, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናገዛ ኣቁሑትኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕስዕ ፃዕዳ እምባ ንናዉቲ ኢንድስትሪያል ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 27, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 11, 2012 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ
ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ መባእታዊ ሆስፒታል ዓዲ ዳዕሮ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ 1መሳርሒ ፅሕፈት 2 ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ 3 መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተር ሳይክል 4 ስራሕቲ ሕትመት 5 6 ኣቁሑት ቢሮ 7 ደንቢ ክዳን 8 ስራሕቲ ሓፂነ መፂን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 24, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 5, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲ ዳዕሮጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትንሰራሕቲ ሓፂነ መፂንጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ዓይደር ን ዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር ሳይክል ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ክንዕድግ ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 16, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 19, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲግራት ንቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ንብረታትን ናይ ዝተፈላለዩ ቀበሌታትን ዝዳሎ ሰፈር ልምዓት ፕላን ማለት እዉን NDP ብምሕማም ኮሮና ቫይረስ ምክንያት ብዝወፀ ህፁፅ ኣዋጅ ተናዊሒ ምንባሩ ዝፍለጥ ኮይኑ ከም ዝስዕብ ተስተካኪሉ ኣሎ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 16, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 20, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ምልላይ ኣቁሑታት
ኣብ ቢሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ንቢሮ ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዘይቲ ሞተር ን 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዲ ክትወዳደሩ ይዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 15, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 6, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ወረዳ ሳ/ፃ/እምባ ናይ ኢንድስትራል ናዉቲ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ የደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 15, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 30, 2012 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ሰቲት ሑመራ ተሽከርከርቲ ማሽነሪታትን ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ካብ ኣታዊኡ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ የዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 14, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 28, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነት ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር መቐለ ከተማ መንገዲ ስራሕቲ ፕሮጀክት ኣብ ከተማ መቀለ ንዘስርሖ ዘሎ ኣስፋልት መንገዲ ስራሕ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ማለት እዉን 1 vibrator machine robine made in japan 1st grade በዝሒ 30 2 Vibrator hose EXEN 1st grade በዝሒ 14 3 ናይ ፌራዩ ሽቦ በዓል 1.5 ሚሜ በዝሒ 6000 ኪ.ግ 4 ናይ ሃናፂ ሽቦ በዓል 2.5 ሚሜ በዝሒ 6000 ኪግ 5 ሚስማር በዓል 6ሳሜ በዝሒ 4000 ኪግ 6 ሚስማር በዓል 8ሳሜ በዝሒ 2000 ኪግ 7 ሚስማር በዓል 10ሳሜ 5000 ኪግ 8 ሚሰማር በዓል 10 ሳሜ በዘሒ 5000ኪግ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዘለዉ ረቃሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 8, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 22, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን