ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ሰቲት ሑመራ ተሽከርከርቲ ማሽነሪታትን ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ካብ ኣታዊኡ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ የዕድም

1 ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዋና ምስ ቅዳሕ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለዎ መረዳእታ ዘቅርብ

3 ናይ ወርሒ መጋቢት 2012ዓ/ም ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዘወራረደሉ መረዳእታ

4 በቲ ዘፈር ዝተሓደሰ ምስክር መቅረባይንት ዘለዎም

5 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮኑን መረዳእታ ዘቅርቡን

6 መኸበሪ ጨረታ ንኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 7000.00 ቅርሺ፣ ን ተሽከርከርቲ ማሽነሪታት 70000.00 ቅርሺ  ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

7 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ሰቲት ሑመራ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ንብ/ምም /ር/ን ዘይምለስ 100 ቅርሺብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

8 እቲ ጨረታ 13/08/2012ዓ/ም ክሳብ 28/08/2012ዓ/ም ኣብ አየር ዝፀንሕ ኮይኑ 29/08/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

9 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ን 45 መዓልታት ይከዉነ

10 ሰዓራይ ንዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 15 ተከታታሊ መዓልታት ናብ ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ሰቲት ሑመራ ከረክብ ይግባእ

11 እቲ ቤት ፀሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ03 42 48 79 05/03 44 48 32 87

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s