ኢንስትዩቲት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ጀነሬተር ማላት እዉን ዲዝል ፓወር ጀነሬተር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ዝምልከቶኩም ሕጋዉያን ትካላት ንግዲ ዝኮንኩም ንክትወዳደሩ እናዓደምና ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 09 ምዉሳድ ትክእሉ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 3, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 19, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ሸራሮ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ድዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓም ኣብ ማእከል ኣስፋልት ዝርከብ ዋንነቱ ናይ ቤት ማዛጋጃ ከተማ ሸራሮ ናይ ጎደና መብራህቲ ንምፅጋን ፍልፍል በጀት መንግስታዊ መፍለይ ኮድ ዕዳጋ ሸራሮ /WC/NTF/21/12 ብደኣንት ተወዲቦም ብደረጃ 8 ብርኪ ፍቃድ ደቂቅ መንገዲ ፍቃድ ናይ አሌክትሪፊኬሽን ዘለኩም ማሕበራት ብግልፂ ኣጫሪቱ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 29, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 18, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ምግጣምን ፅገናንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር፣ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ፣ ኣቅሑት ቢሮ፣ ኣቅሑት ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 22, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 6, 2012 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣፅቢ ወንበርታጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትን
ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናነስን ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ንኣካዳሚና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ፈርኒቸር ኣቑሑት፣ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት፣ ዓብይ ጀነሬር ፣ ናይ ክሽነ ኣቅሑት፣ናይ ሕክምና መሳርሒ ኣቅሑት፣ ፍራሽን ትርኣስን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ከስርሕን ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 22, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 5, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናገዛ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ሸራሮ ነቲ ቤት ዕዮ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ዝ/ዩ ንብረት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑ ፣ ናይ ማይ ቱቦታትን መገጣጠሚታትን ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑ፣ ናይ ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ ኣቅሑ ጀነሬተራት፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 21, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 4, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽራሮጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ኃላ የተ የግል ኩባንያ ለ 10units of bulk cement tanker የሚዉል ግብኣቶች (component and accessories) በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ስለሚፈልግ ብቃት ያላችሁ እና ከዚህ በታች የተዘረዝሩትን መስፈርት የምታሟሉ ተወዳዳሪዎችን እንድትሳተፉ ኩባንያውን በኣክብሮት ይጋብዛል።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 19, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 5, 2012 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ንጠቅላላ ግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕሉ ዝወፁ ናይ ማይ መገጣጠሚታትን መሳርሕን ቆፀርትን ፣ጀነሬተርን ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ። ስለዚ ንዝስዕብ ተማልኡ ተወዳደርቲዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 14, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 5, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ዝ/ዩ ኣብያተ ፅ/ታት ንናይ ዝ/ዩ ሞተር ሳይክላት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሓ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ትካላት ንክትወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 14, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 18, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ቤት ፅሕፈት ቤት ፍርዲ ማእከላይ ከተማ መቐለ ን 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣጎልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ፣ ፅሬት ኣቅሑት ፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ሕትመት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ስፔር ፣ ሞተር ሳይክልን ካብ ሕጋዉያን መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 13, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 26, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትን
ኤጄንሲ ሓለዋ ስነ ከባቢ አጠ/ምም/ርን ገፀር መሬት ክ/ትግራይ ናይ ሞተር ሳይክል ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 8, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 13, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን