ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 19, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 20, 2012 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ኣብ 2012 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ሓለዋ ጥዕና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ጀነሬተር ፣ ካብ ሕጋዉያን መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 17, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወልቃይትጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ንኣብያተ ፅሕፈታት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላየ ናይ ፅሬት ኣቅሑ፣ መኪና ዲኮር ፣ ሞተር ሳይክል ስፔር ፣ ካፍተርያ ኣግኣዚኦፕሬሽን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 13, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 29, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንካፌን ሬስትራንትን
ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ጀነሬተር ኣቅሑ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 12, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 15, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ማእከል ምርምርን ሕርሻን ኣበርገለ ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ትሕት ኢሎም ዝተዘርዘሩ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 9, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 23, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንላብራቶሪይን መሳሪሒታተናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብይ ዓዲ አብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ን ከተማ ዓ/ዓዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ጀነሬተራት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 6, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 26, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ናይ ኤሌክትሪካል ጀነሬተር ዲዝል ጀነሬተር ሚክሰር ዋተር ፕምፕን ሳላር ፓነልን ( Electrical Genretror , Disel Generator,Mixer Water Pump & solar Panal ) ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 6, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 17, 2012 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ሓዉዜን ንዝተፈላለያ ንዝተፈላዩ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 6, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 22, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሓዉዜንጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ናይ ቆጠብቲ እቶናት ባሕላዊ ምድጃ ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደልይ ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 5, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 9, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
Ethiopian Catholic Church – Social and development Coordinating office Of Adigrat Branch Mekelle Sub Branch invites bidders for the supply and installation of solar power equipment with full accessories including fence construction and pipeline extension in intervention sites of Graid and Guba kebelles in Abala woreda of Afar region 75-80 after approval of the lega criteria described hereunder ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 2, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 8, 2012 04:01 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንመለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል