ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤለክትሮኒስ ፅገናን መኪና ስፔር ፓርትን ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 21, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 25, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ንባዕል መዚ ልምዓት እቶት ትግራይ ዝወፀ ጨረታ ንበጀት 2017 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ማለት እዉን ኮምፒተር ብመለክዒ መሰረት ፡ ፕሪንተር በቲ መለክዒ መሰረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 19, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 5, 2017 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 18, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 5, 2017 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሸራሮ ንኩለን ኣብያተ ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረታት ፅሕፈት መሳርሒ : ብኤሌክትሮኒክስ ወይ ኮምፒተርን ኮምፒተር ተዛመድቲ ኣቅሑትን: ብናይ እንስሳ ናዉቲ ህክምና : ብናይ ተሽከርከርቲ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል መኪናን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 15, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 27, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክልናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ አብ በጀት ዓመት 2017ዓ/ም ናይ ኤለክትሮኒክስ ዕድጊት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 14, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 27, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
... ግልጋሎት ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 13, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 15, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሒት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 12, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 27, 2017 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ትካልና ፍረስወኣት ኢንዳስትሪያል ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ንትካልና ስራሕ መሳለጢ ዝኾና ዝተፈላለያ ኮምፒተራትን ፕሪንተራትን ካብዙይ ንታሕቲ ብዝተቐመጠ እስፐሲፊኬሽን መሰረት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 4, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 11, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ንቤት ፅሕፈት ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ኮምፒተር ተንክፈ ተዛመድትን : ንናይ መድሓኒት ዕድጊትን : ህንፃ መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 1, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 15, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ክልተ ኣዉላዕሎጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ መድሓኒት ምህርቲናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክሪኒክስ ኣቑሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 30, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 14, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን