ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ዝውዕሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስ አቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 29, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 1, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
... ና ናውቲ ስለዝደለየ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 23, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 25, 2017 11:25 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ንዳ/ዳ/ምትሕብባር ሃፍቲ ወፃኢ ካብ Climate Resilient Green Economy CRGE በጀት ዝክፈል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 23, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 25, 2017 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈትቤት መዘጋጃቤትከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይሴፍትኔት ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑትፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 23, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 29, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ኮሎጅ ቴክኒክን ሞያን ስራሕ ዕድል ፈጠራን ገብረስላሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ኣክሰሰሪን ማለት እዉን መለዋወጢ ኣቅሑት : ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 22, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 6, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዕዳጋ ሓሙስጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኮሜሽን መፅናዕቲ ጀኖሳይድ ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒስክ ሰርቨር : ላፕቶፕን : ፈርኒቸርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 17, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 6, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸር
ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን ዓብይ ዓዲ አብ 2017 ዓም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኤሌክትሮኒክስ ኮምፒተር : ኤልስዲ ፕሮጀክተር : ላፕቶፕ ኔተወርኪንግ : ፎቶኮፒ ማሽን ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 16, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 30, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽንኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ንዳ/ዳ/ምም/ር ፋይናንስ መንግስቲ ካብ One Wash በጀት ዝክፈል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 15, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 17, 2017 10:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
አብ ትግራይ ክልል ግዚያዊ መንግስቲ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ንከዋሽ ፕሮግራም ግልጋሎት ዝውዕል ናይ 2017 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ኤሌክትሮኒክስ አቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 12, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 22, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ኤጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ትግራይ ትሕት ክብሉ ዝተዘርዘሩ ናይ ኤሎትሮኒክስ መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ /ክገዝእ/ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 5, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 11, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽንኮምፒተርን ተዛመድቲ