ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ቆላ ተምቤን ናይ ተሽከርከርቲ ቴዮታ መካይን ፅገና ናይ ጉልበት ዋጋ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ናይ 2013ዓ/ም ከፀግን ከስርሕ ይደሊ ስለዚ ኣብቲ ጨረታ ዝሳተፍ እቲ ስዒቡ ዘሎ ረቃሕታት ክተማልእ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 7, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 7, 2012 5:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ