ተዓፅዩ
ቢሮ ሕርሻን ገጠርን ልምዓትን ክልል ትግራይ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ኣቁሑት ማት አዉን 1 ዓመታዊ ፅገና ዓበይትን ኣናእሽተይን ተሽከርከርቲ 2 ዓመታዊ ሕፅበት መኪና ማለት እዉን ላባጆ 3 ዓመታዊ ፎቶ ኮፒ 4 ፅገና ኤሌክትሮኒክስ ኮምፒተርን ተዛመድትን ብጨረታ ኣወዳዲረ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 14, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 14, 2011 3:32 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ%
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ