ተዓፅዩ
ኤጀንሲ ፕሮሞሽን ዕደጋ ምህርቲ ሕርሻ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ናይ ቢሮ መኻይን ንምፅጋንን ሰርቪስ ንምግባርን ስለ ዝደለየ ደረጃ 4ተን 5ተን ፍቓድ ዘለኩም ጋራዥ ብግልፂ ጨረታ ንክትወዳደሩ ይዕድም ። ስለዚ ክትጫረቱ እትደልዩ መቕረብቲ ከም ዝስዕብ ዝተዘርዘሩ መምርሒታት ክተማልኡዎ ዝግባእ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 22, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 22, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ