Closed
ኣክሱም ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ ን 2008 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቐሑት:ናይ ፅሬት ኣቑሑት: ወንበር ስለዝደለየ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልእ ንሕጋዊ ነጋዶ ክጫረቱ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 28, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 28, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታኣክሱም
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ