Closed
ቤት ፅሕፈት ከተማ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ከባቢያዊ ልምዓት ክ/ ከ/ ቀ/ ወያነ ን 1ይ ወያነ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ (ብልሙድ ገረብ ፀዶ 2ይ ብርኪ ቤት ትቲ ) ብናይ ቢሮ ትምህርቲ ስታንዳርድ መሰረት ዝተፈላለዩ ዓይነት ፈርኒቸራት(ጠረጴዛ፣ መንበቢ ወንበር ፣ሸልፍ፣ ፀሊም ሰሌዳ ) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ንክትሳተፉ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 13, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 13, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ