ትካልና መስፍን ሓፂን መፂንን ኢንጂነሪንግ ሓላ ዝው ማሕበር ኣብ መቐለ ላጪ ሳይት Painting Shop ብቅሉዕ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 15, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 15, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ160,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ400.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ህንፀት ምምሕዳር መጎዓዝያ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ቁፅፅር ስራሕቲ ህንፀት ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ኣብ ቤት ህንፀት ምምሕዳር መጎዓዝያ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅር ዲዛይንን ኣብ ናይ 2018 ዓም በጀት ዓመት ብናይ ዩኒዲፒ በጀት ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ወረታ ታሕታይ ቆራሮ ዝስራሕ ሓድሽ ሽቃቅ ክልተ ክፍሊ ናይ ደቂ ኣንስትዩ መእሰርን መመርመሪን ፅገና ቤት ፅሕፈትን ብርኪ 8 ፍቃድ ንዘለኩም ኣናሽተይ ናይ ንግዲ ትካላትን ኮንስትራክሽንን ማሕበራት ቅደሚያ ንሓርበኛ ምስክር ወረቀት ዘቅርብ ወይ ከዓ ሓርበኛ ተዘይሃልዩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 9, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 9, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኣብቲ ፅሕፈት ህንፀትን ምምሕዳር መጎዓዝያ ወረዳ ኣሕፈሮም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ህንፃ ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ብዋናነት ቤት ፅሕፈት ጥዕና ኣብ ዓዲ ኣሓፈሮም ጥዕና ጣብያ ኣብ ዕደጋ ዓርቢ ዝርከብ ናይ ቀዳማይ ብሎክ ብፀላኢ ዝተቃፀለ ህንፃ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ኮንትራክተራት ደኣንት ደረጃ 8 ኣናሽቲ ቢሲን ጂሲን ሓርበኛ ብዝኮኑ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 27, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 27, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማሕበር ማእከለ ዕድጋ ቀለበት ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንማእከል ዘመናዊ ዕደጋ አገልግሎት ዝዉዕል ቤዝመንት ምድር ቤት ህንፃ ናይ ስትራክቸራል ሲፍቲክ ታንክ : ዋተር ታንክ :ሳኒተሪን :ኤሌክትሪክ ኮንዲትን ዝርገሐ ናይ ጉልበት ስራሕ ዓይነት ጨረታ ናይ ሞያን ጉልበት ዋጋን ምስማርን ስልክን ሓዊሱ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ነዞም ቀፂሎም ዝቀርቡ ረቆሒታት እተማልኡ ኮንትራክተራት ንክትጫረቱ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 27, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 27, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሽረ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋሐደ ሚልዩን ብር
ናይ ደኩመንት ዋጋ5,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣክስዮን ማሕበር ኣብ ዓዲሓ ዓይደር ክ/ከተማ መቐለ G+4(OT 6ን 7ን ) ዲዛይን ክነስርሕ ሰለዝደለና

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 7, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 8, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ1,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.99 (0.01)162.60 (0.01)
180.26 (0.33)182.06 (0.33)
24 (0)24.26 (0.01)
9.66 (0.02)9.75 (0.02)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ መስከረም 29, 2019
s