ኣበርገለ ዓለም ለኸ ል/ሃ/እንስሳት ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ኣብ ወረዳ ጨርጨር ጣብያ ሓዲስቅኝ ፍሉይ ሽሙ ሶሊንኣብ ዝተባሃለ ናይ ሕርሻ ቦታ ናይ 33 ሄክታር ሓፁር ፣ መዕረፊ ዋርድያታትን መዕረፊ ሰራሕተኛታትን ማለት እዉን ፣ ጠቅላላ ዝሕፀር ቦታ ን 33 ሄክታር ብኦምን ጋብየንን ፣ በቢ ክልተ ሜትሮ ርሕቀት ናይ ሓፁር ጉድጋድ ምኹዓት ፣ ዝኾዓት ጥልቀት ጉድጋድ 0.5 ሜትር ጎኒ ጉድጋድ ጥልቀት 0.5 ሜትር ጉኒ 0.5 ሜትር፣ በትካል ዝቀረበ ባህርዛፍ ኦም ኣናቆረፅካ ምትካል ፣ ብትካል ዝቀረበ ጋብየን ሓፁር ምሕፃር ፣ ኣብ ኣርባዕ ማእዝን ናይቲ ሳይት 2 ሜትር ብ3 ሜትር ናይ ዋርድያ መዕረፊ ጠቅላ 4ተ ቆርቆሮ ምስራሕ ፣3ተ ክፍሊ መዕረፊ ሰራሕተኛታት 3 ሜትር ብ 4 ሜትር ቆርቆሮ ብቆርቆሮ ምሰራሕ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 15, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 16, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

የመከለከያ ኮንስትራክሽን ኢንተርፕራይዝ ለ መቀሌ ኣፓርትመንት ግንባታ ፕሮጀክት ኣጎልግሎት የሚዉሉ ከዚህ መመሪያ ጋር በተያየዘ ዝርዝር ስፔስፊኬሽን 400 ሜ3 የ ፍሳሽ ማጠራቀሚያ ታንከር የ ተመረጠ ኣፈር ግራቭል ሙሌት ሥራ የኣርማትራ ሥራዎች ሚክሰር እና ቫይብረተር ጨምሮ የእጅ ዋጋ /400 m3 septic tank coarse gravel and selected materials back fill works concrete works including mixer and vibrator only labor cost/ ሥራ ግዥ ለመፈፀም ፣ ህጋዊ ተወዳዳሪዎች በግልፅ ጨራታ አወዳድሮ በሰብ ኮንትራት ለማሰራትይፈልጋል

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 24, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 24, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.99 (0.01)162.60 (0.01)
180.26 (0.33)182.06 (0.33)
24 (0)24.26 (0.01)
9.66 (0.02)9.75 (0.02)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ መስከረም 29, 2019
s