ተዓፅዩ
ኣብ ቤት ማዛጋጃ ክ/ከተማ ዓዲ ሓቂ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተወዳደ መሰረተ ልምዓት ኣብ 2012 በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ክ/ከተማ ዓዲ ሓቂ ጣብያ ፅንዓት ወያነ ናይ ፖሊስ ኮምኒቲ ንምስራሕ ደቐቅትን ኣናእሽተይን ብርኪ ዓሰርተ ፍቃድ ዘለኩም ናይ ኮንስትራክሽን ማሕበራት ብግልፂ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 14, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 14, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ8,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ