ተዓፅዩ
ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ማይጨዉ ከይዲ ስራሕ ዲዛይን ህንፀትን ኣብ 2016 ዓም በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ቤት መዘጋጃ ከተማ ማይጨዉ ዝኮነ ኣብ ቀበሌ 03 ዝርከብ ፍሉይ ሽሙ ጎሎ ፓርክ ተባሂሉ ዝፅዋዕ ናይ ሓምለዋይ ከባቢ ቦታ ሓፁር ንምስራሕ ንዚ ስራሕ ንምስራሕ ንደረጃ 8 ንደቀቅቲን BC/GC ኮንትራክተራት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 24, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 24, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታማይጨዉ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ110.00
ዝወፀሉ መዓልቲ