Closed
ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፀትን ካብ ናይ 2017 ዓም ዝተረከበ በጀት ዕደጋ መፍለይ ቁፅሪ ዓድዋ CW/WH/0117 ኣብ ቀበሌ ኣብነት ዝርከብ ናይ መከዝን ሓፁር ንምስራሕ BC/GC 7 ልዕሊኡን ብርኪ ስራሕ ዘለዎም ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 28, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 28, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታዓድዋ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ300,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ2,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ