ትካል መቐለ ኦርቶ -ፊዝዮ ቴራፒ ማእኸል ኣብ ትሕቲ ፅላል ማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ ዝመሓደር ወሃቢ ግልጋሎት ትካል ኮይኑ ኣብ ዉሽጢ ግቢ /ቀፅሪ/ ትካልና ዝርከብ ናይ ሓፁር ቦታ ኣጫሪቱ ብትሪካላታ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም በቲ ተነፂሩ ዘሎ ዝርዝር ስፔስፊኬሽን መሰረት ንሕድሕድ ዓይነት ስራሕ ንፁር ዋጋ ብምቅማጥ ክትወዳደሩ እትዕድም ዝስዕብ ረቃሒ ዘማልኡ ክኾኑ ይግባእ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 22, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 22, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስተራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ከተማ ሰቲት ሑመራ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2012 በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ሰቲት ሑመራ ብቤት ፅሕፈት ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ከተማ ሰቲት ሑመራ ኣብ ቀበሌ 04 ናይ ጉድኣት ኩናት ተጋደልቲ መንበሪ ገዛ ሎት1 ን ሎት2 ነንበይኖም ን2ተ ኮንስትራክሽን ማሕበራት ብደረጃ 8ተ ብርኪ ፈቃድ ማለት እዉን GC BC ደቀቅቲ ንግዲ ትካላት ማሕበራት ኮንስትራክሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ስለዚ ክትሳተፉ እትደልዩ ተጫረቲ ነዞም ረቋሕታተ ኣማሊእኹም ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 2, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 2, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ዋንነቱ ናይ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ዝኮነ ኣብ ከተማ ማይ ካድራ ዝስራሕ በዓል 2ተ ደብሪ ህንፃ ፕሮጀክት ብደረጃ 8ተ ብርኪ ፈቃድ ኣናእሸተይ ናይ ደኣንት ወረቀት ምስክር ዘሎዎም ንግዲ ትካላትን ኮንስትራክሽን ማሕበራት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 3, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 3, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ትካል መቐለ ኦርቶ -ፊዝዮ ቴራፒ ማእኸል ኣብ ትሕቲ ፅላል ማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ ዝመሓደር ወሃቢ ግልጋሎት ትካል ኮይኑ ኣብ ዉሽጢ ግቢ /ቀፅሪ/ ትካልና ዝርከብ ናይ ሓፁር ቦታ ኣጫሪቱ ብትሪካላታ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም በቲ ተነፂሩ ዘሎ ዝርዝር ስፔስፊኬሽን መሰረት ንሕድሕድ ዓይነት ስራሕ ንፁር ዋጋ ብምቅማጥ ክትወዳደሩ እትዕድም ዝስዕብ ረቃሒ ዘማልኡ ክኾኑ ይግባእ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 17, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 17, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ናይ 2012 ዓ/ም በጀት ኣብ ወረዳ እምባ አለጀ ከተማ ዓዲ ሽሑ ንዓዲ ሽሑ መባእታዊ ሆስፒታል ዝተቃረፀ ህንፃ ፕሮጀክት BC 4/GC 5 ልዕሊኡን ኣብ ከተማ ዓድዋ ናይ ዓዶጎን 2ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ዝተቃረፀን ህንፃ ፕሮጀክት ብ BC 5/GC 6 ልዕሊኡን አብ ከተማ ዓብይ ዓዲ ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ዝተቃረፀ ህንፃ ብደረጃ BC 6 /GC 7 ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለዎም ስራሕ ተኮናተርቲ ብግልፂ አጫሪቱ አወደዲሩ ከስርሕ ይደሊ ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 1, 2012 2:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 1, 2012 2:02 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

መቐለ ሆስፒታል ቆርቆሮ ገዛ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 16, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 16, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.99 (0.01)162.60 (0.01)
180.26 (0.33)182.06 (0.33)
24 (0)24.26 (0.01)
9.66 (0.02)9.75 (0.02)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ መስከረም 29, 2019
s