ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ከተማ መቐለ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2012 በጀት ዓመት ናይ ቤት ፅሕፈት ኮ/መ/ት ከተማ መቐለ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ቀ/ወያነ ዝርከብ ናይ ነባር መናሃርያ ፅገና ስራሕቲ ንምስራሕ ብደረጃ 9ተ ብርኪ ፍቃድ ደቀቕቲ ናይ ኮንስትራክሽን ማሕበራት ብግልፂ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 27, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 26, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ7,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ከተማ መቐለ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2012 በጀት ዓመት ናይ ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ከተማ መቐለ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ሓድነት ዝርከብ ናይ ማይ ወይኒ ቁፅሪ 2 1ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ መምሃሪ ክፍሊ ፅገና ስራሕቲ ንምስራሕ ብደረጃ 9ተ ብርኪ ፍቃድ ደቀቕቲ ናይ ኮንስትራክሽን ማሕበራት ብግልፂ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 28, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 28, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ7,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገዲ መጋዓዝያ ከተማ ኣላማጣ ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ካብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ኣብ ዞባ ደቡብ ከተማ ኣላማጣ ዝርከብ ናይ ቤት ማዛጋጃ G+3 ህንፃ ብመፍለይ ቁፅሪ ዕደጋ DLA/CW/DL/04/12 ፍልፍል መዘጋጃ ዝኮነ ፕሮጀክት ህንፀት ስራሕቲ BC/GC ደረጃ 5ተ ልዕሊኡን ዝኮኑ ተጫረቲ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 9, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 9, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምዕባለ ምምሕዳርን ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት ቀበሌ 04 ዝርከብ ሓዱሽ ተፋሳስ ድሬኔጅ ሎት 6 ካብ ነባር መዕረፊ አየር ድልድል ናብ ነባር ክፍቲ ተፋሰስ ማለት አዉን ድሬኔጅ ብዉልቀ ደኣንት ብደረጃ 8 ኣናእሽተይ BC/GC ኮንትራክተር በናይ ዩኤዲቢ በጀት ኣጨሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 21, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 21, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ80.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምዕባለ ምምሕዳርን ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት ቀበሌ 04 ዝርከብ ሓዱሽ ተፋሳስ ድሬኔጅ ሎት 3 ካብ ባር ለዋሂት ናብ ምዕራፍ ኣየር ኮንደሚኒያ ሎት 4 ካብ ምዕራፍ አየር ኮንደሚንየም ናብ ኣልሚ ኮንደሚንየ ሎት ብዉልቀ ደኣንት ማለት አዉን ሽርክና ማሕበራት ብደረጃ 8 ኣናእሽተይ BC/GC ኮንትራክተር በናይ በጀት ኣጨሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 19, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 19, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ80.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.99 (0.01)162.60 (0.01)
180.26 (0.33)182.06 (0.33)
24 (0)24.26 (0.01)
9.66 (0.02)9.75 (0.02)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ መስከረም 29, 2019
s