Closed
ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ከተማ ዓዲግራት ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ 2012 ዓ/ም ካብ ቤት መዘጋጃ ዝተረከበ በጀት ምስፍሕፋሕ 2ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ዋላኩ ንምስራሕ ብደረጃ 8 ንእሽተይ BC/GC ብርኪ ስራሕ ፍቃድ ዘለኩም ኮንትራክተር ኣጨሪቱ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 10, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 10, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ75.00
ዝወፀሉ መዓልቲ