ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ጉሎሙካዳን ኢሮብን Rehabilitation and Drilling of shallow wells ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ነዙይ መሰረት ገይሩ ብዕለት 22/5/2026 ቁዕሪDC/CO/0792/26 ኣብ ዘውፃእናዮ ግልፂ ጨረታ ብ Water work ደረጃ -5 ን- ልዕሊኡን ተባሂሉ ወዕዩ ዝነበረ ብ Drilling ደረጃ -5 ን- ልዕሊኡን ተባሂሉ ዝተስተኻኸለ ሙኻኑ እናሓበርና ጨረታ መኽፈትን መዕፀውን መዓልቲን ድማ በቲ ዝነበረ ሙኻኑ ነፍልጥ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 25, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ