Closed
ማሕበር ኩለመዳይ ማእኸል ዕዳጋ ስዩም ኣብ ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ጣብያ ህዳሴ ከባቢ ሚዘር 7o ካሬ ዝርከብ ስፍሓት መሬት 99o1.38 ሜ/ካ ዙርያ መለሽ ሓፁር ብቆርቆሮ ንምሕፃር (Fencing Work) ስራሕቲ ንምስራሕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ሰብሞያ (Construction) ከስርሕ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 9, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 9, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ