Closed
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ብዘፈር ቁጠባ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ልምዓት መስኖ ካብ ዩንዲፒ በጀት ኣብ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ጠብያ ገረብ ሰመማን ንመስኖ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሰለሰተ ናይ ሓባር ዒላ ብኤሌትሪክ ብሶላር ፓምፕ ሲስተም ተከላን መስኖ ግልጋሎት ንምስራሕ ኣብዚ ዘርፊ ንዝተዋፈሩ ተወዳደርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 29, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 29, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታታሕታይ ቆራሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ