ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ( ናይ መኪና ጎማ) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ

ዝርዝር ተሓቢኡ
ዕለታት፡ ናይ ጨረታ ቦንድ፡ ቦታን ካልእን ንምርኣይ እተው ወይ ሳብስክራይብ ግበሩ።
እተው
ዝዕፀወሉ መዓልቲ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን
ቦታ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ዞባታት ፓዳት ክተሓትም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 23, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 23, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ፅ/ን/ምም/ርን ካብ መደበኛ በጀት 2019 ኣብ ቀፅሪ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ንሓለዋ ሰራሕተኛ፣ ንፅሬት መሳርሒን ብተወሳኪ ኣብ ቀበሌ 18 ጥቃ ኣዋሽ ንፕሬዚደንት መኖርያ ገዛን ግልጋሎት ዝዉዕል ማይ ብቦቲ ፅዒንካ ንምቅራብ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሳብ ሰነ 30/2019 ዓ/ም ዉዕል ብምእሳር ከስርሕ ክግልገል/ ስለዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 16, 2018 9:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 16, 2018 10:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ