ተዓፅዩ
ሓፈሻዊ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሶቦ ኣብ 2011ዓ/ም ንግልጋሎት ቤት ትምህርቲ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ወናብር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከጠግን ይደሊ ስለዚ ነዞም ቀፂሎም ዘለዉ ዝተፀርሑ ረቃሕታት ተመልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 9, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 9, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10%
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ