ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳር ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ንናይ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ዘፈር ቁጠባዊ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ህንፀት ልምዓት መስኖ ካብ ዝተመደበሉ ናይ ፕሮግራም ምጥንካር ስረዓት ምግቢ ማለት FSRP በጀት ኣብ ጣብያ ለሳልሶን ሚሪናን ዒስራ ናይ ሓባር ዒላ አብ ማይ ተንከፈ ስራሕቲ ንዝተወፈሩ ሕጋዊያን ናይ ማይ ኮንስትራክሽን ንግዲ ትካላት ብምልክታ ፕረፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 11, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 11, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ100,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ

ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳር ንናይ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ዘፈር ቁጠባዊ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ህንፀት ልምዓት መስኖ ካብ ዝተመደበሉ ናይ ፕሮግራም ምጥንካር ስርዓት ምግቢ ማለት FSRP በጀት ኣብ ጣብያ ሓፀቦ መደቦ ዒስራ ናይ ሓባር ዒላ አብ ማይ ተንከፈ ስራሕቲ ንዝተወፈሩ ሕጋዊያን ናይ ማይ ኮንስትራክሽን ንግዲ ትካላት ብምልክታ ፕረፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 10, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 10, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ100,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
s