ፋብሪካችን ሞሓ የለስላሳ መጠጦች ኢንዳስትሪ አክስዩን ማህበር መቐለ ፔፕሲ ኮላ ፋብሪካ በፋብሪካዉ እና በዋና ቢሮ ዉስጥ ተባላሽተዉ የሚገኝ እና ለወደፊቱ ጥገና የሚያስፈልጋቸዉ ከዚህ በታች የተዘረዘሩት የተለያዩ ዓይነት የቢሮ ዕቃዎች በፕሮፎርማ አወዳድሮ ከኣሸናፊዉ ድርጅት ጋር ለኣንድ ኣመት የሚቆይ ዉል በማሰር ማስጠገን ይፈልጋል ስለሆነም ህጋዊ ንግድ ፍቃድ ያላችሁ ተወዳዳሪዎች ሁሉ መወዳደር የምትችሉ መሆኑ በኣክብሮት እንገልፃለን

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 15, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 15, 2012 4:02 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይንዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ንቁልፊ ምፅጋን ፈርኒቸር ፅገናን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክፀግን ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 10, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 10, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኮርፕሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንድስትሪ ትግራይ ናይ ፈርኒቸር ፅገና ብፕሮፎርማ ንሓደ ዓመት ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 18, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 18, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ን 4ይ ግዜ ዝወፀ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃባ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ናይ በርን ካልኦትን ቁልፍታት እንትባለሸዉ ዝፅግነልና በዓል ሙያ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዓመታዊ ዉዕሊ ክኣስር ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ግልጋሎት ወሃብቲ ዝኮንኩም በዚ ዝስዕብ ነፃላ ዋጋ ብምምላእ ክትዋዳደሩ ይዕድም፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 29, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 29, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ