ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንበረትን xብ ዉሽጢ ቤት ዕዮኡ ዝርከብ ናይ ቁልፊ ፅገና አወዳዲሩ ከፀግን ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 6, 2013 2:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 6, 2013 2:32 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃቡ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ናይ በርን ካልኦት ቁልፍታት እንትበላሸዉ ዝፅግነልና በዓል ሙያ ካብ ናይ ደገ በዓል ሙያ ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ዓመታዊ ዉዕሊ ክኣስር ስለዝደለየ ሕጋዉያን መቕረብቲ ዝኾንኩም በዚ ዝስዕብ ነፃላ ዋጋ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 23, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 23, 2013 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃቡ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ናይ በርን ካልኦት ቁልፍታት እንትበላሸዉ ዝፅግነልና በዓል ሙያ ካብ ናይ ደገ በዓል ሙያ ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ዓመታዊ ዉዕሊ ክኣስር ስለዝደለየ ሕጋዉያን መቕረብቲ ዝኾንኩም በዚ ዝስዕብ ነፃላ ዋጋ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 15, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 15, 2013 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ