ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ናይ ህንፃ መሳርሒ ፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 24, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 24, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ዕ/ት ል/ም/እ/ምም/ር/ፋይናንስ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎን ንወረዳ 2 ኣውላዕሎ ንቤት ፅሕፈት ዘ/ቴ/ል/ገር ን ልምዓት ሃፍቲ እንሰሳ ዓሳን /LFSDP ግልጋሎት ዝውዕል ህንፃ ልምዓት ሃፍቲ እንሰሳ ንሳን /LFSDP/ ዝተመደበልና ባጀት ናይ ህንፃ መሳርሒ method / እወዳዲርና ክንዕድግ ሰለ ዝደለና ኣብ እዚ ዘርፊ ዘለኩም ሕጋዊ ነጋዶ ፕሮፎርማ ንዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 5, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 5, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ