ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ል/እ/ፋይናንስ ወረዳ ጋ/ኣፈሹም ን ቤትፅሕፈት ዘ/ቁ/ል/ገልምዓት ዝውዕል ናይ ልምዓታዊ ሴፍትኔትን ግልጋሎት ዝውዕል ህንፃ/መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 4, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 4, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታጋንታ አፈሹም
ዝወፀሉ መዓልቲ
ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!
ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ