ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ካብ በጀት ኤስኤምኤም ንበጀት ዓመት 2008 ዓ∙ ም ንናይ ማይን መዓድንን ኢነርጅን ኣብ ጣብያ እንዳስላሰ ካላል መስኖ ማይን መዋህለሊ መስኖ ማይን ምስ ካናሉን ካናል ማይ ምስደጋፊኡ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ዝለዝደሊ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትክእሉ ብስራሕቲ ማይ ደረጃ 7ን ልዕሊኡን ዝኮንኩም ተኮናተርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 17, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 17, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታ ፀገዴ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ