ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቐረብን ህንፀትን ሓድሽ መስመር ማይ አብ ሓድሽ መንደር እንዳ ኣርባዕተ እንስሳ ኔትወርክ :ምንደር ከብ 500 ገንኢ ናብ ማይ ወይን ቤት ትምህርቲ : ካብ ፈለግ ዳዕሮ ገንኢ ናብ ፖሊስ ኮሌጅን ቐረብን ህንፀትን ዝርገሐ ሻዱሽ መስመር ማይ ክስርሕ ስዝደለየ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 27, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 27, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ማይ ኣቅሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 21, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 21, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0.06)162.61 (0.06)
180.90 (-0.08)182.71 (-0.08)
24 (0)24.39 (0.03)
9.78 (0)9.87 (-0.01)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 27, 2019