ተዓፅዩ

ሓፈሻዎ ሆስፒታል ዓድዋ ኣብ 2017 ዓም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት መሳርሒ ሕትመት : ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና : ንሑምማት ዝዉዕል ምግቢ : ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ናይ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ መለዋወጢ : ዝተፈላለዩ ናይ ማይ መስመርን ህንፃን ንፅገና ዝዉዕል ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 9, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 9, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታዓድዋ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ150.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

አብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ፌደራል ብዝረኸቦ በጀት ንዝተፈላለዩ ወረዳታት ግልጋሎት ዝዉዕል 36-AFRDEV HAND PUMPS with all accessories,cylinder,rod 45m head assy.pvc riser pipe-45m,rop 94m,Spanner,fishing tool,solvent cemert,clearing agent etc.ኣፍሪዴቭ ሃንድ ፓምፕ ምስ ሙሉእ ኣክሰሰሪ ብግልፂ ጨረታ ዓዲሙ ኣወዳዲሩ ክዕድግ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 9, 2017 3:15 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 9, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50.000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ኣብ 2017 ዓም ንኣብያት ፅሕፈት ወረዳ ዓድዋ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቅሑት ፅሬት: ኤሌትሮኒክስ : ኣቅሑት ቢሮ : መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል: ናይ ሞተርን መኪናን ዘይቲ : መኪና ጎማን : መሳርሒ ህንፃ : ሕትመትን : ፕላስቲክ ቲዩብን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 18, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 18, 2017 4:15 ቅ/ሰዓት
ቦታዓድዋ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋመሳርሒ ፅሕፈት 20000 : ኣቅሑት ፅሬት ን መኪና ጎማን 5000 ቅርሺ : ኤሌትሮኒክስ 5000 ቅርሺ : ኣቅሑት ቢሮ : ዘይቲ ሞተርን መኪናን : መሳርሒ ህንፃ : ሕትመትን 3000 ቅርሽ : ንመለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል 10000 ቅርሺ : ፕላስቲክ ቲዩብን 15000
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ማይጨዉ ንቤት ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎ ናይ ማይ ብረትን ፡ ፕላስቲክን፡ መገጣጠሚታትን ናይ ማይቆፀርቲ ኣቅሑት ቴክኒክን፡ ኣቅሑት ቴክኒክ መሳርሒ ፅሕፈት ፡ ኣቀሑት ፅሬትን ፡ ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 11, 2017 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 11, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስ ተ ማይ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎ ኤች ዲፒን ትቦን : ጂኤይ ትቦን መገጣጠምን: ዝተፈላለዩ ዓይነት ፅሕፈት መሳርሒ : ኤሌክትሮኒክስን : ናይ ፅሬት ኣቅሑትን : ናይ መኪና ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቅሑት: ናይ ኤሌክትሪክ መለዋወጢ ኣቅሑት ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 7, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 8, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታሽረ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0.06)162.61 (0.06)
180.90 (-0.08)182.71 (-0.08)
24 (0)24.39 (0.03)
9.78 (0)9.87 (-0.01)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 27, 2019