ሕርሻ ኮሌጅ ሽረ እንዳስላሴ መሳርሒ ፅሕፈት : ንመሳርሒ ህንፃ : ኣቅሑት ፅሬት : መድሓኒት እንስሳ : ዘረእቲ ሕርሻን: ንደንቢ ክዳን: ማሸነሪታትን : ንኤሌክትሮኒክስ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 14, 2017 2:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 14, 2017 2:40 ቅ/ሰዓት
ቦታሽረ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንመሳርሒ ህንፃ : ንኤሌክትሮኒክስ : ንማሸነሪታት : ንደንቢ ክዳን: ንኣቅሑት ፅሬትን : ንመሳርሒ ፅሕፈትን 10000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል ዝተረፉ ንብረታትድማ 5000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ካብ ናይ መደበኛን ኩትቱን ዝተረከበ በጀት አብ 2017 ዓም ንኣብያተ ዕዩ ወረዳ ዓድዋ ግልጋሎት ዝዉዕል ናዉቲ ህክምንናን እንስሳን መድሓኒትን : ፅሕፈት መሳርሒን : ፅሬት መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ : ፍርናሽ ዝኣመሰሉ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 14, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 14, 2017 4:15 ቅ/ሰዓት
ቦታዓድዋ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋዉቲ ህክምንናን እንስሳን መድሓኒትን 5000 ብር : ፅሕፈት መሳርሒን 3000 ብር : ፅሬት መሳርሒ 3000 ብር : ንኤሌክትሮኒክስ 50000 ብር : ፍርናሽ 3000 ብር
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኮሌጅ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ንምምህራ ምስትምሃር ዝዉዕሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት: መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት : መሳርሒ ህንፃ : መድሓኒት እንስሳ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 14, 2017 3:10 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 14, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታዉቅሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት 3000 ቅርሺ: መሳርሒ ፅሕፈት 5000 ቅርሺ : ኣቅሑት ፅሬት 1500 ቅርሺ : መሳርሒ ህንፃ 1500 ቅርሺ : መድሓኒት እንስሳ 1000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ150.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ

ጨረታ መደብ

ዋጋ ሸርፊ

#መሸጢመግዝኢ
160.99 (0.01)162.60 (0.01)
180.26 (0.33)182.06 (0.33)
24 (0)24.26 (0.01)
9.66 (0.02)9.75 (0.02)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ መስከረም 29, 2019
s