Messebo Cement Factory PLC (MCF PLC) invites eligible bidders for the supply of Different Building Construction Materials Workshop Materials. Auto garage consumable & Electrical Supplies and (White cast iron rod & Steel Rod)

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 11, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 12, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ዝተፈላለዩ ናይ ግድብ መዕፀዊ ብረት(Different Size of Iron Gate and Sluice gate) ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንምስራሕ ትደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 9, 2012 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 10, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ምኽሪ ንግዲን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ኣብ ማእከል ኤግዚብሽን መቀለ ንዘተሰርሐ መንደቕ ሓፁር ንዝስራሕ ግሪል ሓፂን ኣብ ግቢ ማእኸል ኤግዝቢሽን ኮይኑ ብናይ ባዕሉ መበየዲ መቑረፂ መሞረዲ ማሽን ብናይ ባዕሉ በዓል ሙያ ቆሪፁ በይዱ ሞሪዱ ቀለም ብናይ ባዕሉ ብሩሽ ቀቢኡን ተኪሉን ብኤሌክትሪክ ኣቅርቦት ማእኸል ኤግኢቢሽን እቶም ዝቐረቡ መሳርሕታት ኣማሊኡ ዝሰርሕን ትካል በዓል ሙያ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 25, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 25, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባኣላጀ ንኣጎልግሎት ኣብያተ ፅሕፈት ወረዱኡ ዘገልግሉ መሳርሒ ህንፃ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ዉፅኢት ስራሕቲ ሓፂነ መፂን ፣ ስራሕቲ ሕትመት፣ ኣቅሑ መለዋወጢ መኪና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ እቲ ጨረታ 25/02/2012ዓ/ም ክሳብ 11/03/2012ዓ/ም ዘይምለስ 50.00 /ሓምሳ ቅርሺ/ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ከይዲ ስራሕ ንብረትን ዕደጋን ፋይናንስን ብምዉሳድ ንክጫረቱ ብክብሪ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 10, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 10, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.99 (0)162.60 (0)
180.19 (-0.07)182.00 (-0.06)
24 (0)24.3 (0.04)
9.72 (0.06)9.82 (0.07)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሶኒ ጥቅምቲ 2, 2019
s