Closed
ቤት ትምህርቲ ሙለእ 1ይ ማይ -ወይኒ ቁ2 6ተ ክላሳት ወይ ክፍልታት ናይ መኻኻታ ከምብሓድሽ ምምላእ ሓድሽ ማዕፆ ምግጣም ፣ መስከቲ ምግጣም፣ ንኩሉ ክፈሊ ቀለም ምቅላም ፣ እቶም ዝግጠሙ ማዕፆታት መሳኩትን ብኣንትሬስት ቀለም ምቅላም ፣ ኣብ ናይ ኣፈ ደገ ናይቲ ክፍልታት ዘሎ ብመንደቅ ደረጃታት ንኣከላ ጎዶሎ ዘካተተ ምስራሕ ብሓፈሻ ንምፅጋን ጨረታ አዉፅኡ ከጫርት ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 29, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 30, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ