ተዓፅዩ
ማእኸል ቤት ህንፀት ዓብይ ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ዝተበጀተሉ በጀት መሰረት ብምግባር ንዝተፈላለዩ ቀወምትን ሃለቅትን ንብረታት ፈርኒቸር /ናውቲ ቢሮ/፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መሳርሒ ህንፃን ኤሌክትሮኒክስን ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 2, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 2, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ