ተዓፅዩ
ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ካብ መደበኛን HCO/PF/ ሴፍትኔት በጀት ናይ ፅሕፈት መሰርሕን ናይ መኪና ጎማን መለዋወጢ ኣቑሑትን ንምግዛእ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ንምግዛእ/ንምሕታም ብምድብ/OT/ መቒሉ ማለት እውን፡- ምድብ-1/LOT- 1 ናይ ፅሕፈት መሰርሒ ኣቑሑት፣ ምድብ-2/LOT-2 ፡ ናይ መኪና ጎማን መለዋወጢ ኣቑሑት ክገዝእ ይደሊ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 19, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 19, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንLOT-1 ብር 20,000.00 ንLOT- 2 ብር 15,000.00/
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ