ተዓፅዩ
ን4ይ ግዜ ዝወፀ ኣብ ጊዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጂን ን2016 በጀት ዓመት ዘድልዩ ናይ ሐለዋ ማለት እዉን ዋርዲያ ስራሕቲ ብጨረታ ንምሕላዉ ወይድማ ንምስራሕ ኣብ ዝተፈላለዩ ናይቲ ቢሮ መክዝናትን ዋና ቢሮን ብዉልቀን ብማሕበር ንዝተወደቡ አወዳዲሩ ንምሕላዉ ወይድማ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 6, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 6, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ