ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ኣብ ናይ 2010 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ፅሕፈት መሳርሒን ኤሌክትሮኒክስ: ናይ መፅሓፍ ሕትመትን ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑትን አወዳዲሩ ግዝኢት ክፍዕም ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 9, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
| # | መሸጢ | መግዝኢ |
|---|---|---|
| 160.98 (-0.01) | 162.59 (-0.01) | |
| 179.93 (-1.28) | 181.73 (-1.29) | |
| 24 (0) | 24.25 (0) | |
| 9.64 (-0.09) | 9.73 (-0.1) | |
| 1.02 (0) | 1.03 (0) | |
| ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ መስከረም 28, 2019 | ||
ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!
ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ