ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብ ለኸ ኣብ ወረዱ ንዘለዋ አብያት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኣናእሽተይ ናዉቲ ቢሮ : ኣቁሑ ፅሬትን : ኤሌክትሮኒክስን : ሕትመት : ናይ ጉልበት ፅገና ጋርጅ ኣናእሽተይ መኪና : መለዋወጢ ኣቅሑት ባትሪን ጎማን መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግን ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 1, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መረብ ለኸ